ህዝባውያን ዩኒቨርስታት ኢትዮጵያ፡ ብውፅኢት ስራሐን ባጀት ንዝስልዕ ኣገባብ ኣሰራርሓ ይፍርማ

ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ

47 ህዝባውያን ዩኒቨርስታት ኢትዮጵያ፡ ዝረኽበኦ ባጀት ብመጠን ዘምዝገበኦ ብቕዓት ንዘፅድቕ ስምምዕ ሎሚ ረቡዕ ምስ ሚኒስትሪ ትምህርቲ እታ ሃገር ፈሪመን። እዚ ሓድሽ ኣገባብ ነተን ዩኒቨርስታት ተወዳደርቲ ንምዃን ከም ዝሕግዝ ኣብቲ ኣጋጣሚ ሚኒስተር ትምህርቲ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሓለፍቲ እተን ዩኒቨርስታት ብወገኖም፡ እቲ ሓድሽ ኣገባብ ንዝሓሸ ውፅኢትን ዓለማዊ ኣገባብ መዐቀኒን ዩኒቨርታትን’ዩ ብምባል ድጋፎም ገሊፆም ኣለዉ። ንዝርዝሩ መላግቦ ሰዓቡ።

Your browser doesn’t support HTML5

ህዝባውያን ዩኒቨርስታት ኢትዮጵያ ብውፅኢት ስራሐን ባጀት ንዝስልዕ ኣገባብ ኣሰራርሓ ይፍርማ