ሓባራዊ ፍወሳ -- ኣብ ህዝባዊ ስፍራ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብዛ ትዛዘም ዘላ ብዙሕ ዘየሕጉሱ ወረታት ዝተኸስቱላ ዓመት፡ ነበርቲ ከተማ ኒው-ዮርክ ነቲ ዘለዎም ሻቕሎትን ጭንቀትን ዘራግፉሉ ዘይተሓስበ ስፍራ ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ኣብ መንገዲ ባቡር ዝተደኮነ መስርሕ ፍወሳ፡ ተጓዓዝቲ ብስእሊን ሕብርታትን ኣቢሎም ሕቃኖም ቃንዛኦምን ዝፍውሱሉ ብልሓት’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5