ትራምፕ፡ ንመትረብ ፓናማ፡ ናብ ምምሕዳር ኣመሪካ ክመልሶ ከም ዝኽእል የጠንቅቕ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ወርሒ ጥሪ መዝነት ምምሕዳር ኣመሪካ ዝርከብ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብሰብ-መዚ ፓናማ ናይ መፈራርሒ ቃል ኣውጺኡን ኣድላዪ እንተዀይኑ ድማ ኣመሪካ ደጊማ ነቲ መትረብ ክትቆጻጸሮ ምዃናን ኣጠንቂቑን። ትራምፕ እቲ መትረብ ኣብ ጽልዋ ቻይና ይዓብዮ ከም ዘሎ ከመልክት እንከሎ፡ ፕረዚደንት ፓናማ ግን ነቲ ክሲ ነጺጉዎ ኣሎ።