ጋዜጠኛታት ካሜሮን -- ቃልሲ ኣንጻር ስኑዕ ዜናታት
Your browser doesn’t support HTML5
ንዝመጽእ ዓመት ካሜሮናውያን ናብ ሃገራዊ ምርጫ ከምርሑ’ዮም። ኣብቲ ዝመጽእ ምርጫ ካሜሮናውያን ንዝመጽእ ሸውዓተ ዓመት ነታ ሃገር ዝመርሓ ሰብ ክመርጹ’ዮም። እንተዀነ ኣብ ዝሓለፉ ምርጫታት ምድንጋራት በዚሖም ስለ ዝነበሩ፡ ጋዜጠኛታት ህዝቢ ቅኑዕ ሓበሬታ ዝረኽቡሉ መንገዲ ኣብ ምስራሕ ይርከቡ--ከም ጸብጻብ ንድጆኣ ዳንሃቱ ካብ ቢያ ካሜሮን።