ምህሮ ብጸወታ
Your browser doesn’t support HTML5
ሕቡራት ሃገራት ለበዳ ኤችኣይቪ ኤይፍስ ኣብ 2030 ከብቅዕ ይኽእል እዩ ኢሉ። እንተኾነ ግን ሕሙማት ነቲ ቫይረስ ንምቁፅፃር ትልምታት ሕክምና ክከታተሉ ከም ዘድልዮም የመልክት። ካብ መንጎ'ቶም ኣብቲ ጉዳይ ዝነጥፉ፡ ግንዛበ እቲ ቫይረስ ንምዕባይ፡ ብጸወታ ኣቢልካ ናብ ሕብረተሰብ ምስራጹ ካብ ካልእ ሜላ ምዃኑ ዛሂር ካሲን ካብ ጆሃንበርግ ዝለኣኾ ጸብጻብ ይገልጽ።