ቅድሚ ምእታው ዋይት-ሃውስ -- ጋዜጣዊ መግለጺ ትራምፕ ካብ ማራላጎ
Your browser doesn’t support HTML5
ተመራፃይ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ዓወቶም ንፈለማ ግዜ ካብ ጋዜጠኛታት ዝቐረቡ ብዙሓት ሕቶታት ዝምልስ ትማሊ ሰኑይ ኣብ መንበሪኦም ማራላጎ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ንሓያሎ ኣብ ምምሕዳሮምን ሽመት ካቢኖኦምን ኣዘራረብቲ ዝዀኑ ምላሽ ሂቦም ኣለዉ። ትራምፕ ንዓለማዊ ጉዳያት ከም ጉዳይ ኲናት ዩክሬንን ሶርያን’ውን መርገጺኦም ኣነጺሮም ኣለዉ።