ኣብ ሰማያት ምብራቕ ኣመሪካ ዝዝምብያ ብዝሒ ድሮናት ናይ ደሓን'ዶ?
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ልዕሊ ሰማያት ምብራቓዊ ግዝኣት ኣመሪካ እንታይ እዩ ይኸውን ዘሎ? ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት፣ ቆጽርካ ዘይውዳኣ ድሮናት እናበረራ ተራእየን እየን። ነበርቲ’ቲ ከባቢን ሓዱሽ ተመራጻይ ፕረዚደንት ከይተረፉ፡ ሻቕሎቶም ይገልጹ ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5