ዓመተ 2024ን ምርጫታት ኣፍሪቃን
Your browser doesn’t support HTML5
2024 ኣብ መላእ ዓለም መረፅቲ ድምፂ ንምሃብ ስራሕ በዚሑዎም እዮም ዝሓልፉዋ ዘለዉ። ልዕሊ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ፕረዚደንታዊ፡ ፓርላመንታዊ ወይ ከባቢያዊ ምርጫታት ኣካይደን። ኣብ ገሊኡ ክፋላት ኣፍሪካ ነዊሕ ኣብ ስልጣን ዝፀንሑ ፓርትታት ስልጣኖም ቀፂሎም ገሊኦም ኣብ ስልጣን ዝፀንሑ ድማ ዝተሳዕሩሉ እዩ ነይሩ።