ፕረዚደንት መሰቨኒ ንተቓወምቲ ብወታሃደራዊ መጋብኣያ ምፍራዱ የዛርብ

Your browser doesn’t support HTML5

ተሓለቕቲ መሰላት ዩጋንዳ ፕረዚደንት ሙሰቪኒ ሰቪላውያን ብወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ንኽዳነዩ ብዘለዎም መርገፂ ወቕIሶም።  እቶም ፕረዚደንት ንተቓምቶም ንምፅቃጥ ንወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ይጥቀምሎም’ለዉ ክብሉ እቶም ተሓለቕቲ መሰላት ይነቕፉ።