ቤተ-ጥበበ ምንያ ንተሃድሶን ጥበብን

Your browser doesn’t support HTML5

ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን

ቤተ-ጥበብ ምንያ፡ ፈለማኡ ኣብ ዝጀመረሉ፡ ህጻናት ካብ ሰግለለት ኲናት ወጺኦም፡ ንምስኣልን ምዝንጋዕን ባይታ ንምፍጣር’ዩ ዓሊሙ። ድሒሩ’ውን ምስ መሻርኽቲ ኣካላት’ውን ብምትሕብባር መደባቱ የዕብዩ፡ ንጀመርቲን ነባራትን ስነ-ጥበበኛታት ስራሓቶም ዘተኣናግድሉን ዝራኸቡሉን ማእከል ዓብዩ ኣሎ።

መስራቲት እዚ ትካል ምንያ ሓዱሽ ንባዕላ ቀባኢት ኰይና፡ ኣብ በበይኑ ስራሓት ግርፊክስ’ውን ከም እትነጥፍ’ያ እትገልጽ። እዚ ማእከል ሎሚ ዝሰፍሐ ስፍራ ሒዙ’ዩ ንዳግመ-ሕውየት ኲናትን ንጽባቐ ጥበብን ከም ዝሰርሕ መስራቲቱ ምንያ ትሕብር።