ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ሕዳር 14, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ሶማልያ ክተወጽእ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ንኣልሸባብ ምውጋእ ግን ከምትቕጽል ኣፍሊጣ ፕረዚደንት ባይደን ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን ከምዥልው ኣረጋጊጾም መደብ ጥዕና ምስ ዶ/ር ኣሮን ካፍላ