ፕረዚደንት ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመት ልደቶም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ደረስትን ፀሓፍቲ ታሪኽን ከም ንኣርባዕተ ዓመት ጥራሕ ወይ ናይ ሓደ ናይ ስልጣን እዋን ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ መጠን ዘዐወቱዎምን ዝፈሸሉዎምን ዕማማት ዳግም ኣብ ዝግምግምሉ እዋን ፕሬዝዳንት ነበር ጂሚ ካርተር ትማሊስ ሰሉስ 1 ጥቅምቲ መበል 100 ዓመት ልደቶም ኣኽቢሮም ኣለው። ወኪል ቪኦኤ ኬን ፋራቦህ ብዛዕባ ውርሻ ምእቲ ዓመቶም ዘኽበሩ ናይ መጀሪያ ፕሬዝዳንት ዝሰርሖ ፀብፃብ ገብረ ገብረመድህን ከቕርቦ እዩ።