ስፖርታዊ ውድድራት ኣብ ጽንብል መስቀል ከተማ ዓዲ-ግራት

Your browser doesn’t support HTML5

ስፖርታዊ ውድድራት ኣብ ጽንብል መስቀል ከተማ ዓዲ-ግራት ንድምቀት በዓል መስቀልን ምዕባለ ስፖርት ክልል ትግራይ መስረት ገይሩ ዝተፈላለዩ ውድድራት ስፖርት ብዓርቢ 27 መስከረም 2024 ኣብ ዓዲ-ግራት ዝተኻየደ ጽንብል በዓል መስቀል ተኻይዶም።