ኒው-ሆራይዞን ጉድኣት ኣካላት ንምሕጋዝ ይሰርሕ

Your browser doesn’t support HTML5

ብ2020 ዓመተ ምህረት ኣቆጻጽራ ኤውሮጳውያን ኣብ መቐለ ዝተመሰረት ትካል ኒው-ሆራይዞን፡ ጉድኣት ኣካላት ካብ ተፀባይነት ተገላጊሎም፡ ነብሶም ዝኽእልሉ መንገዲ ኣብ ምጥጣሕ ዝሰርሕ’ዩ። ኣብ ርእሲኡ ድማ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ዘሎ ጌጋ ኣመላኽታት ከስተኻኽል ይፍትን። ብመንገዲ እዚ ትካል ድሮ ልዕሊ 20-ሽሕ ዝተፈላለየ ሓገዝ ከም ዝረኸቡ’ዩ ዋና ኣካይዲ ስራሕ እቲ ትካል ዝገልጽ።