በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

በዓል ኣሸንዳ 2016 ዓ\ም ኣብ ውሽጥን ወፃእን ብድሙቕ ተኸቢሩ እዩ። ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ካብ ዋሽንግተን ዲሲ፣ ሜሪላንድ፣ ቨርጂኒያ ከምኡ እውን ካብ ፔንስልቫንያ፣ ሰሜን ካሮላይናን ካልኦት ክፍለ-ሃገራትን ብምትእኽኻብ ኣብዚ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ፊት ንፊት ካፒቶል ሂል ዝሓለፈ ቀዳም 19 ነሓሰ 2016 ዓ\ም ብድሙቕ ኣኽቢረንኦ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ናይዚ ዓመት ኣምባሳድር ኣሸንዳ’ውን ተፈሊጣ ኣላ።