ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ዑደት ስራሕ ይፍጽም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ዑደት ስራሕ ይፍጽም

ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲኢንጋ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕን ርክብን ናብ ክልል ትግራይ ተጓዒዙ ኣሎ። ዑደት እቲ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ንኸይዲን ምዕባለን ስምምዕ ንዘላቒ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ንምክትታል ምዃኑ መግለጺ ኤምባሲ ኣመሪካ ይሕብር። ኣብ ርእሲኡ’ውን ኣብ ገዳም በጺሑ ብምትሕብባር እቲ ኤምባሲ ዝካየድ ዘሎ ስራሓት ጽገና ተዓዚቡ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ምስቲ ኣምባሳድር ተጓዒዙ ዝለኣኾ ጸብጻብ’ዩ።