ማላዊ -- ብጸሓያዊ ጸዓት እትሰርሕ ትራክተር

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ማላዊ ብጸሓያዊ ጸዓት ትሰርሕ ፈላመይቲ ትራክተር ኣፍሪቃ ኣብ ስራሕ ትፍተን'ላ። እዛ ኣፍትራክ "Aftrak" ዝተሰምየት ትራክተር ንነኣሽቱ ሓረስቶት ምህርቶም ንምምሕያሽ ሓጋዚት ክትከውን ትኽእል'ያ። ወኪል ድምጺ ኣመኢርካ ላመክ ማሲና ዝለኣኾ ጸብጻብ’ዩ።