ኤስያውያን-ኣመሪካውያን ኣድመጽቲ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ

Your browser doesn’t support HTML5

"ፒው" ዝተባሃለ ትካል ብመሰረት ዘካየዶ መጽናዕቲ፣ ኤስያውያን-ኣመሪካዊያን፡ ኣብዞም ዝሓለፉ 4 ዓመታት እቶም ኣብ ኣመሪካ ብዝሖም ብናህሪ ይውስኽ ዘሎ እናኾኑ ይመጹ ኣለዉ። ብብዝሒ ኤስያውያን-ኣመሪካዊያን ዝነብሩለን ክፍላተ ሃገራት ካሊፎርንያ፡ ኒውዮርክን ቴክሳስን እየን።