ጉዳይ ምስዳድ ጥንሲ ሕጂ'ውን ቀንዲ ኣዘራራቢ ዛዕባ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ

Your browser doesn’t support HTML5

ርፓብሊካዊ ሕጹይ ምኽትል ፕረሲደንት ጀይ-ዲ ቫንስ ፡ ንሱን ዶናልድ ትራምፕን ንዋይት ሃውስ እንተስዒሮም፡ ኣብ ልዕሊ ምስዳድ ጥንሲ ሃገር-ለኸ እገዳ ከም ዘይገብር ኣፍሊጡ። ደሞክራሲያውያን ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ቲም ዎልዝን ብወገኖም፡ ንመሰል ምስዳድ ጥንሲ ምድፍኦም ቀጺሎም ኣለዉ።