ዋዕላ ደሞክራሲያውያን ብዓይኒ ኣባል ፓርቲ ርፓብሊካውያን

  • በትረ ስልጣን

ኣቶ ላባን ስዩም

‘ሕጸ ካማላ ሃሪስ፣ ዘይንቡርን ንባይደን ብሓይሊ ዝሰጎገን እዩ’ ይብል ተንታኒ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኣሜሪካን ካብ ሪፐብሊካዊ ፓርቲ ዝኾነ ኣቶ ላባን ስዩም። ንሱ ብዛዕባ እቲ ትማሊ ሓሙስ ዝተዛዘመ ጉባኤ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣመልኪቱ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዝነበሮ ቃለ ምልልስ ‘ኣብ ልዕሊ ዶናልድ ትራምፕ ዝቀንዐ ጥቅዓታት፣ ካብ ዴሞክራሲያዊያንን ሪፐብሊካዊያንን ዝብገስ ከምዝኾነ፣ ጠንቁ ድማ፣ ትራምፕ ንዝጸንሐ መገዲ ስልጣን ፕረዚደንት ኣብ ኣሜሪካ ስለዝሓማሸሾ እዩ’ ይብል።

ሙሉእ ትሕዝቶ’ቲ ቃለ ምልልስ ቀጺሉ ቀሪቡሉ ኣሎ፤

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዋዕላ ደሞክራሲያውያን ብዓይኒ ኣባል ፓርቲ ርፓብሊካውያን