ቪድዮ ዛዛሚ ምሸት ጉባኤ ደሞክራሲያውያን ነሓሰ 23, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ቺካጎ ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ ደሞክራሲያውያን ሓሙስ ምሸት፡ ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስ ነቲ ብሰልፊ ዝቐረበላ ሕጸ ብወግዒ ብምቕባል፡ ተዛዚሙ ኣሎ። እዚ ጽንብል ንፖሊሲታት ሰልፊ ደሞክራሲያውያን'ውን ከርኢ ዝፈተነ'ዩ።