ምሸት ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ ደሞክራሲውያን

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ አሜሪካ ፕረዚደንት ዝነበሩ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ከተማኦም ቺካጎ ይካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ‘ካማላ ሃሪስ፣ አብቲ ዝመጽእ ሕዳር ዝህልው ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ኣንጻር ዶናልድ ትራምፕ ንክጋጠማ ብቕዓት ኣለወን’ ኢሎም። ወኪልና ካትሪን ጊፕሰን ነቲ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ጉባኤ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣመልኪታ ዝላኣኸቶ ሪፖርት'ዩ።