ወቕቲ ዘራእቲ ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ወቕቲ ዘራእቲ ትግራይ

ኣብ ክልል ትግራይ ክዝራብ ካብ ዝግበኦ መሬት ዛጊት እቲ ፍርቂ ካብኡ ተዘሪኡ ከም ዘሎ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራቦም ሓረስቶት’ውን ምስ ምጅማር ወቕቲ ዘራእቲ ዘለዎም ተስፋን ጽቡቕ ኣጀማምራን ብምግላጽ፡ ነቲ ዝሓለፈ ክራማት ዝነበረ ሃጓፍ ክመልእ ተስፋ ከም ዝገብሩ ገሊጾም።