ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቲቪ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 14, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ትንታነ -- “ጉባኤ ድሕነት” ንጥርናፈ’ዶ ወይስ ምፍልላይ? ኢትዮጵያ -- ለውጢ ዕዳጋ ንምግጣም ኣብ ትቃለሰሉ ዝረኣ ዘሎ ናህሪ ዋጋታት ጉባኤ ህወሓት ዝፈጠሮ ሻቕሎት -- ርእይቶታት ነበርቲ መቐለ