ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ሶማል ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሓደ መዓስከር ኣረኪቦም ምቅባል ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ኣስመራ ብሰንኪ ኵናት ካብ ዩክሬን ዝተሰድዱ ኢትዮጵይዊያን ኩነታቶም ብዝምልከት ዝተዳለወ መደብ