ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ -ኣብ ክልል ትግራይ ንወጽዓ ደቂ ኣንስትዮ ብዝምልከት ሰልፊ ተካይዱ ኣብ ግጭት ጋምቤላ ክልተ ሰባት ሞይቶም ፈላማይ ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ዘካይድዎ ክትዕ ኣብ ፖሊስ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንኲናት ዩክሬን ከምዘተኮር ተገሊጹ ኒውላይን ኢንስትዩት ኣብ ኲናት ትግራይ ዘውጽኦ ሪፖርት ዝምልከት መደብ የጠቓልል።