ወተሃደራት ነበር ኣበያናይ ፕረዚደንት ዝያዳ ይረብሑ?

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ወተሃደራት ነበር ኣበያናይ ፕረዚደንት ዝያዳ ይረብሑ?

ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ባይደን ኣመሪካውያን ኣብ ውትህድርና ዘገልገሉ ጡረተኛታት (veterans) ልዕሊ 5.7 ሚልዮን ዶላር ዘውፅእ ዝሰፍሐ ኣገልግሎት ጥዕና ይረኽቡ። ይኹን'ምበር ፕሬዝዳንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ እዋን ምምሕዳረይ ዝበለፀ ረብሓ ይረኽቡ ነይሮም ክብሉ ይሙግቱ። ሪፖርተር ድምፂ ኣመሪካ ቬሮኒካ ባልደራስ ኢግላሲያስ ዘዳልወቶ ጸብጻብ’ዩ።