ፕረ. ባይደን ንኬንያ ፍሉይ ቦታ ይህቡዋ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንፈለማ እዋኖም ኣብ ኣመሪካ ምብፃሕ ይገብሩ ንዘለዉ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ዋይት ሃውስ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ባይደን ንኬንያ ኣባል ኔቶ ዘይኮነት ቀንዲ መሻርኽቲ ኣመሪካ ከም ዝገብሩዋ ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጦም’ለዉ። ኬንያ ካብ ሃገራት ትሕቲ ሳህራ ኣብ ዝምድና ኣመሪካ ከምዚ ዓይነት ቦታ ዝወሃባ ዘሎ ፈላመይቲ ሃገር ኮይና’ላ።