ፔንስልቫንያ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፐንሲልቫንያ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ

ክፍለ ግዝኣት ፔንስልቫንያ ካብተን ነቲ ኣብ ዝመፅእ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ወሰንቲ ዝበሃላ ሒደት ክፍላተ-ግዝኣታት ሓንቲ’ያ።

ስካት ስተርነስ ካብ ክፍለ ግዝኣት ደንቨር ነቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ኣብዛ ክፍለ ግዝኣት ንምዕዋት ዝገብርዎ ዘለዉ ወፍሪ ምረፁኒ ዝጠመተ ፀብፃብ ኣዳልዩ’ሎ።