ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ሰነ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ሰነ 2024 ነበርቲ፡ ካብ ክልል ትግራይ ዝመጹ ዕጡቓት ኣብ ወረዳ ዓደርቃይ መጥቃዕቲ ፈንዮም ክብሉ ይሕብሩ ክልል ትግራይ -- ነበርቲ ንሓለዋ ጸጥታ ይፅውዑ ትራምፕ ይግባይ ከምዝብሉ ኣፍሊጦም ትራምፕ ይግባይ ከምዝብሉ ኣፍሊጦም ንስነ-ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ዝምልከት መደብ የጠቓልል።