ምርጫ ኣመሪካ ኣብ መሰላት ደቀንስትዮ

Your browser doesn’t support HTML5

ዝበዝሕ ንደቀኣንስትዮ ዕላማ ዝገብር ፕረዚደንታዊ ወፍሪ ምርጫ ጠመተኡ ኣብ ምስዳድ ጥንስን መሰላት መፍረን ማእከል ዝገበረ እዩ። ኣመሪካዊያን ደቀንስትዮ ግን ካብ ምንፃል ጥንሲ ንላዕሊ ዘገድሰን ኣሎ። እቲ ወፍሪ ጉዳያት ቁጠባ፡ ክንክን ጥዕናን ገበንን ሓዊሱ ሰፋሕቲ ዛዕባታት ብዝምልከት እውን ይካየድ ዘሎ። ወኪል ድምፂ ኣሜሪካ ስካት ስተርንስ ፕረዚደንታዊ ሕፁያት ባይደንን ትራምፕን ድምፂ ደቀንስትዮ ንምርካብ እንታይ ይገብሩ ከም ዘለዉ ዘዳለዎ'ዩ።