ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 ሰራዊት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍ ሱዳን ንህወሓት ይኸስ ስ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ክሲ ይነጽግ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዕጡቓት ሽውዓተ ሰባት ኣቑሲሎም ዜና ስፖርትን ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል