ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ሚያዝያ 2024
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ሰባት ብውሕጅ ሞይቶም፡ ሕ/ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን ጽኑዕ ናይ ቪዛ ቐይዲታት የንብርን ካልኦት ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት
መደብ ስፖርት
ሳይንስን ቴክኖሊጅን ቻይና ናብ ዝረሓቐ ክፋል ወርሒ ክትውንጭፋ ዝመደበት መንኮርኮር ዝምልከት የጠቓልል