ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ልዝብን ምኽክርን ኢትዮጵያ ንዕጡቓት ኣካል ዝርርብ ክዀኑ ይጽውዕ፡ ኣመሪካ ድጋፋ ትገልጽ፡ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪዬ ኣብ ሶማል ይበጽሕ ኣምንስቲ ዓመታዊ ጸብጻብ የውጽእ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን - ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።