ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024
ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣመሪካ -- ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣሰካፊ ተርእዮ፥ 1
21 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ጂቡቲ ሞይቶም፡ ደሃይ ካልኦት 23 ድማ ኣይተፈልጠን፥ ጉጅለታት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብሪጣንያ ንዝመደበቶን ባይቶ ዝደገፎን ምግዓዝ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ይነቕፉ
ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣሰፋ ተኸስተ