ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ሚያዝያ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ አላማጣ ብሰንኪ ስግኣት ናብ ቖቦ ምኻዶምን ግብረ መልሲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ርክብ ቻንስለር ጀርመን ምስ ፕረዚደንት ቻይና ጸብጻብ ኣብ ዳባት ዝተጨወየ ኤርትራዊን መደብ ኣመሪካናን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ሚያዝያ 2024