ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ተዓዋቲ ማራቶን ቦስተን ኮይኑ

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

🏃⚽ኣብ ማራቶን ቦስተን ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማ፣ ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ዓ ኬንያዊት ሄለን ኦብሪ ተዓዊቶም። ኣብ ፍርቂ ማራቶን ቻይና፣ ንሕጊ ዓለምለኸ ፌደረሽን ዝጥሕስ ተግባር ተፈጺሙ ብዝተባህለሉ ውድድር ቻይናዊ ሂ ተዓዊቱ። ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ሊቨርፑልን ኣርሴነልን ተሳዒረን።