ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 09 ሚያዝያ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 09 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - መንገዲታት ኣየር ቱርኪን ኢትዮጵያን ናብ ሞቃዲሾ ዝነበረን በረራ ሰሪዘን: ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዘጋጠመ ቅትለት: ምብጻሕ ቀ/ሚ ጃፓን ኣብ ኣመሪካን መደብ ቒሔ ጽልሚ ምስ በዓልቲ ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘውልዲ የጠቓልል።