ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 08 መጋቢት 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 08 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ክልል ትግራይ ተኣሲሮም ዘለው ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፡ ኣብ ከተማ ፍኖተሰላም ዘጋጠመ ፍንጀራን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ዝረአ ዘሎ ግርደት ጸሓይ ዜና ስፖርት መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን - ኣመሪካን ኣውሮጳን ዘሕለፍዎ መምርሒታት ኣብ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ የጠቓልል።