17 ሚያዝያ 2024 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕ ዝተዳለወ መደብ ኣብ ጀነቫ: ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ግጭት: ኩነታት ማእከላይ ምብራቕ ሕጹያት ተወዳደሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ማእከላይ ምብራቕ ነበርቲ ፒያሳ ብምፍራስ ፒያሳ ይሓዝኑ ቃለ መሕትት ዶ/ር የማነ ወልደዩሃንስ ኣብ ናይ 17 ሚያዝያ 2024 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ