ጽሕፈት ኢድ ብማሺን ንምትካእ?

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣርቲፊሻላዊ ብልሒ ዝሰርሑ ሮቦት፡ ኣብ ወረቐት ዝሰፍሩ ንዝነበሩ ናይ ኢድ ጽሑፋት ክትክኡ ጀሚሮም። ንዘመናት ኣብ ወረቐት ብኢድ ዝጸሓፉ ዝነበሩ ደብዳቤታት፡ ሎሚ ብሮቦት ክጸሓፉ ምጅማሮም፡ ኣብ ዕብየት ተክኖሎጂ ዓቢይ ዝላ ምዃኑ ይዝረበሉ`ሎ።