ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ሚያዝያ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጠመ 3 ሰባት ዝቐተለ ምልውዋጥ ተኵሲ; ኣመሪካ ግዚያዊ ናይ ምጽናሕ ቪዛ ኢትዮጵያዊያን ኣናዊሓ እግሪ ጉዕዞ ንኣካላዊን ኣእምሮኣዊን ጥዕና ዘለዎ ጠቕሚ ኣብ ሕጋዊነት ህወሓት ካብ በዓልሞያ ሕጊ ዝተዋህበ መብርሂ