ክብሪ ንሓገዝቲ -- "ሮመዳን ከሪም"

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንምሕጋዝን ዓመታዊ በዓላቶም ብሓባር ንምኽባርን ቅድሚ 39 ዓመታት ዝተመስረተ ፈርስት ሂጅራ ፋውንደሽን፡ ዝሓለፈ ቀዳም ብዛዕባ ጾም ሮመዳንን ኢፍጣርን ሓደ መርሃ-ግብሪ ኣውጺኦም ኔሮም። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበት መሳርሕትና ኤደን ገረመው ካብ ፈነወ ቋንቋ ኣምሓርኛ ዘዳለወቶ ጸብጻብ ተተርጕሙ ይስዕብ።