ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ሚያዝያ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያ፡ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ መራሒ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ተቐቲሉ ፡ ርክብ ፕረዚደንት ባይደንን ቀ/ሚ ጃፓንን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን- ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ንስርሓት ግብረሰናይ ዝተበገሰት ህጻን የጠቓልል።