ቪድዮ ሴነጋል ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጻ መጋቢት 26, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ሓዲሽ ፕረሲደንት ሰነጋል ኮይኑ ዝተመርጸ ባሲሮ ጆማይ ፋይ፡ ብልሽዋና ክቃለስን ትካላዊ ኣሰራርሓ ዳግም ክሃንጽን ቃል ይኣቱ`ሎ። ዝፋኖ ዘሎ ፕረሲደንት ማኪ ሳል፡ ነቲ ምርጫ ከናውሖ ድሕሪ ምፍታኑ፡ እታ ሃገር ኣብ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኣትያ ኔራ`ያ።