ዚምባባወ ብሕጽረት መግቢ ትጥቃዕ፡ ዝኸፍአ ከይመጽእ ይስጋእ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (WFP) ዚምባብዌ ኣብቲ ዝለዓለ ጥርዚ ሓገዝ ምግቢ ትፅበየሉ እዋን ከም ትርከብ ገሊፁ። ቅድሚ እቲ ዘጋጠመ ድርቂ ዘስዕቦ ሓደጋ ምኽሳቱ ኣብዚ እዋን ኣብ ሙሉእ እታ ሃገር ናብ 2.7 ሚልዮን ሰባት ሓደጋ ውሑስ ምግቢ ኣንፀላልዩዎም ይርከብ ኢሉ። ኮሎምቦስ ማቩንጋ ካብቶም ኣዝዮም በቲ ሓደጋ ዝተሃሰዩ ከባቢታት ሓንቲ ኣብ ማንግዌ ተረኺቡ ዝለኣኾ ፀብፃብ'ዩ።