መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን -- ተደመሮ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ዩኒቨርስቲ ትምህርቲ ኣቋሪጹ ኣብ ፈለማ 1974 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ዝተሰለፈ ሰመረ ሰሎሞን፡ ኣብ ወታሃደራዊ ውግኣት መሪሑ፡ ተገሊሉ፡ ድሕሪ ናጽነት ጸኒሑ ደስኪሉን ኣብ መወዳእታ ንስደት ኣምሪሑን። ኣብ ፈለማ'ዚ ዓመት “Eritrea’s hard-won independence and unmet expectations: From the perspective of a veteran freedom fighter”ብዝብል ኣርእስቲ ዘሕተማ መጽሓፍ ኣመልኪትና ጋሻና ጌርናዮ ኣሎና።