ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ጥሪ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ጥሪ 2023 ዕለታዊ ዜና ጸብጻብ ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ኣዴታት ንምንካይ ዝካየድ ወፍሪ ትንታነ ኣብ ፈላማይ ምርጫ ንሪፖብሊካ ሕጹይ ኣመሪካ ቃለ መሕትት ኣብ መስርሕ ዲፕሎማሲን ህልው ኩነታት እንግሊዝን ኤርትራን የጠቓልል።