ድሕሪ 50 ዓመታት መንኮርኮር ናብ ወርሒ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣመሪካ ድሕሪ 50 ዓመታት ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ወርሒ መንኮርኮር ክተዓልብ ሎሚ ሰኑይ ወንጪፋታ`ላ። እታ ንትካል ናሳ ንብረት ከተብጽሕ ዝተበገሰት ናይ ብሕቲ ትካል መንኮርኮር ዝመጽእ ለካቲት 23 ኣብ ወርሒ ክትዓልብ ትጽቢት ይግበር።
Your browser doesn’t support HTML5