ኣብ እርጋን ጉጅም መባህልቲ ሮቦት
Your browser doesn’t support HTML5
ገለ ኣሜሪካውያን ዓበይቲ ሰብ ፀጋ-ዕድመ ፅምዋ ንምቅላስ ዝሕግዞም ሓደ ሓድሽ ብፃይ ረኺቦም’ለዉ። እዚ ከኣ ኤል-ክው (ELLiQ) ዝተሰምየ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ተጠቂሙ ምስ ዋናታቱ ከም ሰብ ዝዘራረብ ሮበት‘ዩ።
እንተኾነ ሰባት ምስ ሰብ ርክብ ከይደልዩ ክገብር ይኽእል’ዩ ክብሉ ገለ ምሁራት ሰነ ልቦና ስክፍታኦም ይገልፁ’ለዉ።